ናይ ግዝያዊ ሰራሕተኛታት ኢንዱስትሪ መደቀሲ መረባዕ
ኣብ ኣፍሪቃ፣ ቀይሕ ባሕሪ፡ ወሽመጥ ዓደን፡ ባሕሪ ዓረብ ሕግን ስርዓትን ዘተግብር፡ ግብረ ሽበራ፣ ሸፋቱ ባሕሪ፣ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ሰብን ዕጸፋርስን ከምኡ’ውን ምንጪ ዞባዊ ዘይምርግጋእን ዝኾና ከም እስላማዊት ሪፓብሊክ ኢራን ዞባዊ ምስፍሕፋሕን ዝቃለስን ዝገትእን፣ ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ንጡፋትን ዕቑርን ኣባላት ዝለዎ፣ ልዑል ስልጠና፣ ስነ-ስርዓት ዘለዎም፡ ሃገራውያን፡ ከምኡ’ውን ዘመናዊ ቴክኖሎጂ ዝዓጠቀን ሓይሊ ምድሪ፡ ሓይሊ ባሕሪ፡ ሓይሊ ኣየር ክንሃንጽ ኢና። ሰራዊትና ምስ ኔቶን ናይ እስራኤል ሓይልታት ምክልኻልን ስትራተጂካዊ ምሕዝነት ክፈጥር እዩ። እዞም ምሕዝነታት እዚኦም ተልእኾና ኣብ ምፍጻም ዘለና ኣድማዕነት ከዕብዩ እዮም።